ናይ ክብሪ ደበና
i won’t this songes to be generated by Walz style including acuastic guitar and violins by female voice, female vocals
00:00 / 00:00
Lyrics
ኣነ ናነብ ኣጸድካ ብምስጋና ክመጽእ
ነቲሓይሊጸልማት ብቅልጽምካ ትቀጽእ
ዝሞተ
ነገረይ ተተስኦ ብቅጽበት
እሙን ኣምላኽ ኢኻ ዘይትበልእ ውእለት
አትዩ እትዩ እንድዩ ቤተይ ናይክብሪ ደበና ከመይዘይስውእ ናይምስጋና ዜማ ወሪሱዋ ቤተይ ናይክብሪ ልብሲ
ኮይኑ ረኺበዮ ናይ ህይወተይ ፈውሲ ስምካ ጸዊኤ ብርሃን አትዩ ቤተይ
ጸልማት ተሳኢሩ አብቂኡ ኡረተይ ስምካ ጸዊኤ ብርሃን አትዩ ቤተይ ካመስግነካየ ከመስግነካየ ከመስግነካየ ንሙሉእዘመነይ ከመስግነካየ ከመስግነካየ ከመስግነካየ ንሙሉእ ዘመነይ