Entay mkonku

Entay mkonku

i wont this song to be generated by the style of ealz 3/4 including acuadtic guitar

00:00 / 00:00

Your friends are using AiMusic.la to generate music, listen to it! You can also generate your own music!

Lyrics

ጌና ቕድሚ ኹነት በአኻ ተዘይሕረ ቅዱስ መንፈስካ ተዘይረትኦ ንልበይ ኩቡር ኢኻሞ ክብርኻ ክትገልጽ ክትብጀወኒ እንተዘይትመርጽ እንታይ ምኾንኩ አነስ እንታይ ምኾንኩ ናብ ዘይደሐነት አለም ምርጫይ ናኽፊኤ ልቢ እናትረርኩ ናብ ሐጣያት ጸኒአ ጉጉይ ምርጫይ ነጻነት ፍቓደይ አብ ሞት መንበረኒ ንሙሉእ ዘመነይ ግንከ አምላኸይ ሐሪኻኒ ቐደም ጌና ኸሎ እዋን ከይተሰረተት አለም ዝሞተ ነገረይ ሂወት ከተልብስ ዘይጸአድ ጸጋ ልኢኽካለይ የሱስ አምላኽ ክንሱ ሰብ ሙዃን ከይአክል ሐጢያት ምሰኮነ መቕጸአተይ ክቕበል ብገዛእ ፍታዉ ክቡር ደም ክኸፍል አብ መስቀል ቀራንዮ አረቃኑ ኽውአል መን ገዲድዎታ ፍቕሪ ኾይንዎ እምበር